ኣካፍል
መሕተሚ
ድሕሪ ምንስሓብ ሰራዊት ትግራይ ካብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን እቲ ዝቕጽል ምዕራፍ‘ከ እንታይ‘ዩ ኣብ ዝብል ኣርእስቲ ክዛተዩ ዶክተር ሙሉጌታ ገብረዝጋብሄር ካብ ኣመሪካን ዶክተር ጌታቸው ኣሰፋ ካብ ካናዳ‘ዮም። ንምክትታሉ መላግቦ ሰዓቡ።
በትረ ስልጣን እዩ ኣዘራሪብዎም።
No media source currently available