ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ሰርጥ ዝርከብ ቀንዲ ቤት ጽሕፈት እዚ ዳዕሽ ተሓሪሩ


ሓይልታት መንግስቲ ሊቢያ ኣብ ሰርጥ ንዝርከብ ቀንዲ ቤት ጽሕፈት እዚ ዳዕሽ ከምዝተቖፃፀሩ ገሊፆም።

ኣመሪካኣብ ገማግም ባሕሪ ኣብ እትርከብ ወደባዊት ከተማ ሰርጥ ኣብ ልዕሊ ዒላማታት ዳዕሽ ተደጋጋሚ ደብዳብ ክተገብር ምጽንሓ ይፍለጥ።

ኣብ ካልእ ዜና ናይቲ ከባቢ: መንግስቲ ዴሞክራሲያዊ ሪፕባሊክ ኮንጎ ኣብታ ሃገር ዘሎ ሰብኣዊ መሰላት መፅናዕቲ ንዘካይድ ሰራሕተኛ ህይውማን ራይትስ ዎች ኢዳ ሳውየር ኣጊዱ።

እቲ እገዳ ነቲ ካብ ግዜ ናብ ግዜ እናወሰኽ ዝመጽእ ዘሎ ናይ መንግስቲ ዓፈና ንምሽፋን ዝተገብረ ፈተነ እዩ ይብል ህይውማን ራይትስ ዎች ዝተብሃለ ተሓላቒ ሰብኣዊ መሰላት ትማሊ ሰሉስ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ።

XS
SM
MD
LG