ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሲሊኮን ቫሊን ኣፍሪቃን ዕብየትን ብድሆታትን


ንተራ ኣፍሪቃዊያን ሰብ ሞያ ኣብ ማእከል ቴክኖሎጂካዊ ዕብየት ሲሊኮን ቫሊ ዘጉልሕ ዘተን ን"ድሕረ ዩኒኮርን" እትብል ንብድሆታትን ቴክኖሎጂካዊ ዕብየት ኣፍሪቃን ትድህስስ ምርኢት'ውን ክቐርብ'ዩ።

ዕዱም ኣቕራቢ መደረ ኔት ዮውሃንስ ዳይረክተር ኮርፐረት ንግዳዊ ዕብየት ኣርተፍሻል ኢንተልጀንስ ኣብ ማይክሮሶፍት እዩ።

ከምኡ'ውን ካልኦት ተዛተይቲ ዝርከብዎም መደብ ሎሚ መጋቢት 21 ካብ ሰዓት 10:00 ምሸት ብኣቆጻጽራ ዋሺንግተን ዲሲ ብቐጥታ ኣብ ናይ ድምጺ ኣመሪካ መርበብ ሓበሬታትናን ናይ ፌይስቡክ ገጽናን ክቐርብ ስለዝኾነ ክትከታተሉ ብኽብሪ ትዕደሙ ።

XS
SM
MD
LG