ኣካፍል
ርእይቶታት ንምርኣይ
መሕተሚ
No media source currently available
“ሙዚቃ’ዩ ፈውስና” ኢትዮጵያዊያን ተመዛበልቲ ኲናት ዩክሬን ብቓላቶም
ድሕሪ ወራር ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬን ኣብ ጀርመን ዝተዓቝባ፡ FO SHO ብዝብል ናይ መድረኽ ስም ዝፅዋዓ ሰለስተ ኣሕዋት፡ ኣብ ሓድሽ ቤተን ህይወት ዳግማይ ንምጅማር ይቃለሳ ኣለዋ። እዘን ካብ ኢትዮጵያውያን ስድራ ኣብ ዩክሬን ዝተወልዳ ኣሕዋት፡ ብደርፍታት ኣቢለን ንፍቕሪን ሰላምን ይፅውዓ።
ቅጥዒ