ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕረ.ሰራልዮን ኣብ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ ዝተሳተፉ ዝበዝሑ ኣብ ቐይዲ ምእታዎም ይገልጽ

ፕረ.ሰራልዮን ኣብ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ ዝተሳተፉ ዝበዝሑ ኣብ ቐይዲ ምእታዎም ይገልጽ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:19 0:00

ፕረ.ሰራልዮን ኣብ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ ዝተሳተፉ ዝበዝሑ ኣብ ቐይዲ ምእታዎም ይገልጽ

ኣብ ሴራልዮን ብቕድሚ ትማሊ ሰንበት ዕጡቃት ኣብቲ ዝዓበየ ወታሃደራዊ መዓሰከራትን ቤት ማእሰርቲን ብዝፈጸምዎ መጥቃዕቲ 20 ሰባት ከምዝተቀትሉን ኣስታት 2-ሽሕ እሱራት ከም ዘምለጡን ተገሊጹ።

እታ ምዕራብ ኣፍሪቃዊት ሃገር ንኽልተ ሰዓታት ዝኣክል ኣብ ራዕዲ ኣትያ ምንባራን እቶም መጥቃዕቲ ዝፈጸሙ ድማ ንምልእቲ ርእሰ-ከተማ እታ ሃገር ብተኹሲ ጠያይት ከም ዘናወጽዋ ተፈሊጡ'ሎ።

ፕረዚደንት ሴራልዮን መብዛሕትኦም መራሕቲ እቲ ሰንበት ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ተኣሲሮም እዮም ኢሎም።እንተኾነ ግን እዚ ናይ ሰንበት መጥቃዕቲ ምስቲ ኣብ ዞባ ምዕራብ ኣፍሪቃ ዘሎ ኩነታት ብምርኣይ ኣብታ ሃገር ዕልዋ መንግስቲ ከይፍጸም ፍርሂ ፈጢሩ'ሎ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG