ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

`ቀ/ሚ መለስ ዜናዊ ኣብ ኤውሮጳ ይሕከሙ`ለዉ ፡ ኣብ ውሽጢ 10 መዓልታት ንዓዲ ክምለሱ ትጽቢት እገብር` - ኣቦይ ስብሓት ነጋ


ስበ-ስልጣን ኢትዮጵያ ብዛዕባ ኩነታት ጥዕና ኣቶ መለስ ንቪኦኤ ፈላማይ ቃለ-መጠይቕ ሂቦም

ኣቶ ስብሓት ነጋ፡ ዘለናዮ ዘመን ከምቲ ናይ ሃይለ ስላሰን መንግስቱን ኣይኮነን፡ ብሕገ-መንግስቲ፡ ብፓርላማ ንመሓደር ስለዝኾና፡ መለስ ኸደ ኣይከደ ኣብ ምምራሕ መንግስቲ ዝመጽእ ለውጢ የለን ኢሎም።

ኣቶ ስብሓት ነጋ፡ ሓደ እዋን ንሕወሓት ዝመርሑ ክኾኑ ኸለዉ፡ ምስ ኣቶ መለስ ናይ ነዊሕ ግዜ ጥቡቕ ቕርበት ከምዘለዎም ይዝረብ።

ኣብ`ዚ ኣርእስቲ ዝጠመተ፡ ምስ ኣቦይ ስብሓት ዝገበርናዮ ቃለ-መጠይቕ ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡

XS
SM
MD
LG