ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ`ዚ ሰሙን`ዚ ዝዓረፈ ደራሲ ስብሓት ገብረዝግኣብሄር ብዝፈልጥዎ ይዝከር


ብህይወቱ ኸሎ ብጽቡቕ ዘይተታሕዘ ደራሲ`ዩ ኔሩ ይብሃል

ብርሃነ ኣባዲን ሓይላይ ሓድጉን, ክሊቲኦም ጋዜጠኛታት, ብዛዕባ ኣብ'ዚ ቀረባ ዝዓረፈ ስብሓት ገብረእግዚኣብሄር ዝፈልጥዎ ንሰማዕቲ ኣካፊሎም ኣለዉ፡

ንምሉእ ትሕዝቶ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠዊቕኩም ስምዑ፡

XS
SM
MD
LG