ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ግዱድ ዕዮ፡ ዓመታዊ 236 ቢልዮን ዶላር ኣታዊ ይገብር


ግዱድ ዕዮ፡ ዓመታዊ 236 ቢልዮን ዶላር ኣታዊ ይገብር
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:19 0:00

ናይ ሕቡራት ሃገራት ዓለምለኸ ትካል ዕዮ ግዱድ ዕዮ ካብ ዝሓለፉ 10 ዓመታት ብ37% ምዕባዩ ኣመልኪቱ። እዚ ድማ ተደማሚሩ ኣብቲ ጽላት ናይ 64 ቢልዮን ዶላር ዕብየት ከምከምዘርኣየ ክኢላታት ይገልጹ። ዓለምለኸ ትካል ዕዮ ሎሚ ሰሉስ ኣብ ባራስለስ በልጂዩም ኣብ ዝነበሮ ርክብ፡ ኣብዚ መዳይ ግዱድ ዕዮ እቲ ቀዲሙ ዝጥቀስ ጾታዊ ምዝመዛ፡ ከምኡ’ውን ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ሰራሕተኛታት ዝግበር ግዱድ ስራሕ ምዃኑ የብርህ።

XS
SM
MD
LG