ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

አቶ በቀለ ገርባ ዝርከብዎም ሸውዓተ ኣባላት ኣመራርሓ ኦፌኮ ተፈቲሖም


ኣብ ኢትዮጵያ አቶ በቀለ ገርባ ዝርከብዎም ሸውዓተ አባላት አመራርሓ ፈደራል ኮንግረስ ኦሮሞ ሎሚ ካብ ማእሰርቲ ተፈቲሖም።

ክልተ ኻብኣቶም አቶ በቀለ ገርባን አቶ ደጀኔ ጣፋን ንድምጺ ኣሜሪካ ኣብ ዝሃብዎ ቃል ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ሰባት ሕጂ’ውን ኣብ ኣብያተ ማእሰርቲ ይርከቡ ኣለው መንግስቲ ቃሉ አኽቢሩ ምስ ዝፈትሖም’ዩ ለውጢ ዝመጽእ ክብሉ ተዛሪቦም ኣለው።

ኣርባዕቲኦም አባላት ፈደራል ኮንግረስ ኦሮሞን ካልኦት ተከሰስቲ ክሶም ተቋሪጹ ሎሚ መዓልቲ ዝተፈተሑ አቶ በቀለ ገርባ፡ አቶ ጉርማሴ አያና፡ አቶ አዲሱ ቡላላን ፡ አቶ ደጀኔ ጣፍን፡ አቶ ጌቱ ጋሩማን፡ አቶ ተስፋዬ ሊበንን አቶ በቀለ ገርማ እዮም።

“ሎሚ ድሕሪ ቀትሪ ኢና ካብቲ ቐጽሪ ወጺእና ደብዳበ በጺሑና ኢና ተፈቲሕና ከምቲ ኣብ መራኸቢ ብዙሃን ዝተነግረ ሸውዓቴና ተፈቲሕና ኣለና”ይብሉ አቶ በቀለ ገርባ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

አቶ በቀለ ገርባ ዝርከብዎም ሸውዓተ ኣባላት ኣመራርሓ ኦፌኮ ተፈቲሖም
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:52 0:00

መውሃቢ ርእይቶ ኣብ ፈይስቡክ

ኣብዚኣ'ሞ

ባይቶ ኣመሪካ ብ HR-128 ዝፍለጥ ኣብ ኢትዮጵያ ሰብኣዊን ዲሞክራስያዊ መሰላትን ንኽሕሎ ዝጠልብ ረቂቕ ኣሕሊፉ ኣሎ። እዚ ረቂቕ'ዚ

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG