ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

'ህዝቢ ትግራይ ናይ ምንጻል ስምዒት ኣለዎ' ዝብል ሙሁራትን ተንተንቲን ይካትዑሉ


ካርታ - ትግራይ
ካርታ - ትግራይ

ኣማሓዳሪ ክልል ትግራይ ዶ/ር ደብረጽየን ገ/ሚካኤል፣ ኣብ'ዚ ቀረባ ምስ ጋዜጣ ሪፖርተር ኣብ ዝነበሮም ቃለ ምልልስ 'ብሰንኪ ኣብ ልዕሊኦም ዝተፈጸመን ዘየቋረጸን ዝብልዎ በደል፣ ህዝቢ ትግራይ ናይ ምንጻል ስምዒት የሕድር ኣሎ፣ እንተኾነ ንሕና ዓቕሊ ግበሩ ንብሎም ኣለና' ከምዝበሉ ዝዝከር'ዩ።

ኣብ ልዕሊ'ዚ ነጥቢ'ዚን ዝተኣሳሰሩ ሕቶታትን ምስ ኣርባዕተ ሙሁራትን ተንተንትን ተዘራሪብና ኣለና።

ኩሎም 'ዶ/ር ደብረጽየን ዝበልዎ ንስምዒት ህዝቢ ዘንጸባርቕ'ዩ' ክብሉ ከለው ፍታሕ ኣብ ምንዳይ ግና ተኻታዕቲ ዝተፈላለየ መርገጺ ይሕዙ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:10:12 0:00

XS
SM
MD
LG