ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኮምቴ ጉዳያት ወፃኢ ቤት ምኽሪ ዩናይትድ ስቴትስ ጉዳይ ኢትዮጵያን ኤርትራን ሰሚዑ


‘’ውዕል ኮምሽን ዶብ ተግባራዊ ንክኸውን መንግስተይ ምስ ኩሎም ኣካላት ፃዕሪ እናገበረ እዩ’’ዶናልድ ያማማቶ

ፕሬዝዳንት ባራክ ኦባማ ኣብ ኡጋንዳ ንዝንቀሳቐስ ሰራዊት ምክልኻል ጎይታ ንዝተብሃለ ጉጅለ ንምጥፋእ ወታደራት ምልኣኾም ብዝምልከት ኮምቴ ጉዳያት ወፃኢ ቤት ምኽሪ ወከልቲ ዩናይትድ ስቴትስ ምስክርነት ሰሚዑ ነይሩ።

ኣብቲ እዋን ናይ ኢትዮጵያን ኤርትራን ጉዳይ’ውን ተላዒሉ ነይሩ።ፖሊሲ መንግስቲ ዩናይትድ ስቴትስ ንኸረድኡ ካብዝቐረቡ ሓደ ኣምባሳደር ዶናል ያማምቶ ነይሮም።ንዝርዝሩ የድምፁ።

XS
SM
MD
LG