ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጋሻ መደብ ኤርትራውያን ኣብ ኣሜሪካ ፡ ሰምሃር አርኣያ


ናይ ሎሚ ኤርትራውያን ኣብ ኣሜሪካ ጋሻ ሰምሃር አርኣያ መስራቲትን ዲሬክተርን ዲያስፖራ ደቀንስትዮ አፍሪቃ ኔት ዎርክ (DAWN) ኣብ ዩናይትድ ሴትይስ ዝመደብሩ ማሕበር'ያ።

ዕላማ'ቲ ማሕበር አብ ዩናይትድ ሴትይስ ዝርከባ አፍሪቃዊ መበቆል ዘለውን ኣብ ዝተፈላለየ ሞያ ተዋፊረን ዘለዋ ደቀንስትዮ ናብ ሓደ ብምምፃእ ብዛዕባቲ ዝመፃሉ ወይ መበቆለን ዝኾነ አፍሪቃ ዝረብሕ ንጥፈታት ክገብራን ዓለም ብዛዕብኡ ትኽኽለኛ አፍልጦ ንኽህልዎ ብ ምግባር ክዋስአን ንምኽአል ምኻኑ ሰምሃር ገሊፃ።

ሙሉእ ትሕዝትኡ ንምስማዕ ናብ ምልክት ድምፂ ብምኻድ ጠውቁ

ኣብዚኣ'ሞ

ኣብዚኣ'ሞ! ብመሰረት ክወሃብ ዝጸንሐ ሓበሬታታት ኤርትራ ኣብ ጉዳይ ሶማል ዝጸንሓ መርገጺ

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG