ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ራእሲ ኣሉላ ኣባ ነጋ ተሸላማይ SEED ኮይኖም (2ይ ክፋል)


ራእሲ ኣሉላ ኣባ ነጋ
ራእሲ ኣሉላ ኣባ ነጋ

ማኅበረ ግዩራን ዘርኢ ኢትዮጵያ (SEED)፣ ዓመት መፀ ንሓደ ወይ ሓንቲ ኢትዮጵያዊ ሰራሒ ቅያን ቁም-ነገረኛን መሪፁ ይሽልም። ናይ ሎሚ ዘበን ተሸላማይ ድማ ‘ጅግና’ ኢሉ ንዝገለፆም ኣሉላ ኣባ ነጋ ገይሩ ኣሎ።

እዚ ሽልማት’ዚ ንኣሉላ ኣባ ነጋ ክዋሃብ ከሎ ይብል እቲ ማሕበር፣ ‘ንኢትዮጵያ ብዝለገስዎ ኣበርክቶ፣ ልዑልን ፍሉይን ሓርበኝነትን ንገዛእ ርእሶም ብምውፋይ ቅድሚ ረብሐኦም፣ ረብሓ ሃገሮም ዘቀደሙን’ ኢሉ ይንእዶም SEED.

ብተወሳኺ ኣሉላ ኣባ ነጋ ‘ኣብ ውግእ ዓድዋ ዝነበሮም ተራ፣ ኣብ ኣፍሪቃን መላእ ዓለምን፣ ምንቅስቃስ ሓርነትን ነፃነትን ንክላዓዓል ኣብነት ዝኾኑ’ ይብሎም።

ማህበረ ግዩራን፣ ንመስዋእትን ብልሒ መሪሕነትን ራእሲ ኣሉላ ኣባ-ነጋ’ውን ንኢዱ’ሎ። ነቲ ሽልማት ካብ ዓዲ መፂኤን ዝተቀበላ’የን ናይ ሎሚ ጋሻና።

please wait

No media source currently available

0:00 0:10:39 0:00

XS
SM
MD
LG