ሚኒስትር ኬሪ ድሕሪ ኣሜሪካ ኣብ ሄሮሽማ ነታጉ ምድርባያ ነቲ ቦታ ዝበጽሑ ናይ መጀመርያ ናይ ኣሜሪካ ወጻኢ ጉዳያት ሚኒስትር ኮይኖም ኣብቲ ምስ ሚኒስትራት ወጻኢ ጉዳያት ብ(G-7) ዝፍለጣ ሸውዓተ ሃገራት ኣብ ዘካየድዎ አኼባ ነቲ ምብጻሕ ብምፍጻሞም ክብሪ ከምዝስምዖም ገሊጾም።
ምብጻሕ ሚኒስትር ወጻኢ ጉዳያት ኣሜሪካ ጆን ኬሪ ኣብ ሄሮሽማ
1
ምብጻሕ ሚኒስትር ወጻኢ ጉዳያት ኣሜሪካ ጆን ኬሪ ኣብ ሄሮሽማ
2
ምብጻሕ ሚኒስትር ወጻኢ ጉዳያት ኣሜሪካ ጆን ኬሪ ኣብ ሄሮሽማ
3
ምብጻሕ ሚኒስትር ወጻኢ ጉዳያት ኣሜሪካ ጆን ኬሪ ኣብ ሄሮሽማ
4
ምብጻሕ ሚኒስትር ወጻኢ ጉዳያት ኣሜሪካ ጆን ኬሪ ኣብ ሄሮሽማ