ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራ - ካብ ጻህያይ ባሕሪ ዝስራሕ ፕላስቲክ ንድሕነትን ኣሳላጥነትን

ኤርትራ - ካብ ጻህያይ ባሕሪ ዝስራሕ ፕላስቲክ ንድሕነትን ኣሳላጥነትን
please wait

No media source currently available

0:00 0:08:00 0:00

ኤርትራ - ካብ ጻህያይ ባሕሪ ዝስራሕ ፕላስቲክ ንድሕነትን ኣሳላጥነትን

ምሩቓት ከሚካላዊ ምህንድስና ዝዀኑ ኤርትራውያን መንእሰያት፡ ካብ ጻህያይ ባሕሪ ዝስራሕ መትሓዚ ፕላስቲክ ከም ዝሰርሑ ይነግሩ። እዛ ጉጅለ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ብቶታል ኢነርጂስ ዝተወደበ ሃገራዊ ውድድር ምህዞ ቀዳመይቲ ዝወጽአት ኰይና፡ ንድምጺ ኣመሪካ ዝተዛረባ ኣባላት እዛ ጉጅለ፡ እቲ ካብ ጻህያይ ባሕሪ ዝሰርሕ ፕላቲክ ኣብ ድሕነት ኣከባቢ ኣዝዩ ሓጋዚ ምዃኑ ይገልጻ።

ቅጥዒ

Recommended

XS
SM
MD
LG