ዋሽንግተን —
ኣብ መላእ ዓለም ካብ ዝርከባ ደቀንስትዮ ምሁራት-ስነፍልጠት(ሳይንትስታት)፡ እተን ፍርቀን ኣብ ስርሐን ጾታዊ በደላት ከም ዘጋጠመንን ሓደ ዝወጸ ዳህሳሳዊ መጽናዕቲ ኣመልኪቱ።