ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ስነ ፍልጠት ሓዘንን ጥዕና ስነ-ኣእምሮ


ስነ ፍልጠት ሓዘንን ጥዕና ስነ-ኣእምሮ
please wait

No media source currently available

0:00 0:09:19 0:00

"ሜንቶር ፎር ኒውካመርስ" ዝተባህለ ንትርፊ ዘይሰርሕ ትካል ከም ኣካል'ቲ ኣብ ከባቢ ቤይ ኤርያ ንዝርከቡ ሓደሽቲ መጻእቲ ናብ ኣመሪካ ዝህቦ ኣፍልጦ ናይ ምዕባይ ኣስተምህሮ ኣብ መፋርቕ ወርሒ ግንቦት ነቲ ኣብቲ ወርሒ ዝዝከር ጥዕና ስነ ኣእምሮ ብዝተሓሓዝ ንስነ-ፍልጠት ሓዘንን ጥዕና ስነ-ኣእምሮ ዝምልከት ኣስተምህሮ ብርሕቐት ሂቡ'ሎ።

XS
SM
MD
LG