ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዓለም-ለኸ መርበብ ሳይንስን ኣካዳሚን ተጋሩ (TSAN) ተመስሪቱ


መርበብ ሳይንስን ኣካዳሚን ተጋሩ
ካብ ዝማዕበላ ሃገራት፣ኣብ ኢትዮዽያ ብሕልፊ ኣብ ትግራይ ንሳይንስን ቴክኖሎጂን ንምትእትታውን ምስ ጠለባት‘ቲ ከባቢ ኣጠዓዒምካ ኣብ ረብሓ ንምውዓልን ዝዓለመ ማሕበር ተመስሪቱ‘ሎ።እቲ መርበብ ሳይንስን ኣካዳምን ተጋሩ ዝብል ዓለም-ለኻዊ ማሕበር ምስ ሰበ-ስልጣን ትግራይ‘ውን ተማኺሩ‘ሎ።

ኣባላት ኣመራርሓ‘ቲ ማሕበር ምስ ሰበ-ስልጣን ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ተራኺቦም ብዛዕባ ውጥናቶም ተዘራሪቦም፣ተቀባልነት ረኺቦም‘ዮም።

ቀዳማይ ክፋል ምስ ፕረዚደንት‘ቲ ማሕበር ገብረኪዳን ገ/ስላሴ ካብ ፈረንሳን ኣባል ቦርድ‘ቲ ማሕበር ንግስቲ ብርሃኑ ካብ ስዊድንን ዝተካየደ ቃለ-መጠይቅ ኣዳምፁ።
XS
SM
MD
LG