ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዓለም-ለኸ ማህበረሰብ አብ ኢትዮጵያ ንዘጋጠመ ድርቅን ጥምየትን ትኩረት ክህብ ናይ ሕ/ሃ ትካል ህጻናት አድህን ጸዊዑ


አብ ኢትዮጵያ ብለውጢ ክሊማ ኤል-ኒኖ ብዘጋጠመ ሕጽረት መግቢን ድርቅን አብ 2016 ዓ.ም.ፈ 10.1 ሚሊዮን ሰባት ግዳያት ከምዝኾኑ ካብዚኦም ድማ 5.75 ሚሊዮን ህጻናት ምኳኖም መንግስቲ ኢትዮጵያ ሎሚ አብ ዘውጽኦ መግለጺ አፍሊጡ።

ቕድሚ ሕጂ መንግስቲ ኢትዮጵያ በቲ ኩነታት ዝተጠቅዑ ቁጽሪ ግዳያት 8 ሚሊዮን'ዮም ምባሉ ይዝከር።

ብተወሳኺ 400,000 ህጻናት ምስ ጉድለት ዝተመጣጠነ መግቢ ብዝተሓሓዝ አብ ሓደጋ ከምዝርኸቡ እዚ ኩነታት እንተቀጺሉ ድማ አብ አብ አካላዊን ኣእምሮአዊን ዕብየት ጸገም ከኽትል ክምዝኽእል ተገሊጹ’ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ አብዚ ምስማዕ ይኸአል።

ኣብዚኣ'ሞ

ዚምባብወ ድሕሪ ሙጋበ ሕጂውን በቲ ገዛኢ ሰልፊ ምሕደርኣ ክቕጽል'ዩ። እዚ ኣብ'ታ ሃገር ዝተራእየ ለውጢ እምበኣር

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG