ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ስዑዲ ዓረብ ንምብጻሕ ሒጃ ድልውነታ ተርእይ


ስዑዲ ዓረብ ንምብጻሕ ሒጃ ድልውነታ ተርእይ
please wait

No media source currently available

0:00 0:00:34 0:00

ስዑዲ ዓረብ ንምብጻሕ ሒጃ ድልውነታ ተርእይ

ስዑዲ ዓረብ ኣብቲ ኣብ ቀረባ መዓልታት ኣብ ቅዱስ ከተማ መካ ዝጅመር ምብጻሕ ሕጃ ብሰላም ንምክያድ ዘለዋ ወታሃደራዊ ክእለት ተርእይ።

ሓይልታት ጸጥታ ስዑዲ ዓረብ ትማሊ ረቡዕ ኣብ ጎደናታት ከተማ መካ ምር ኣኢት ብምክያድ ነቲ ስግ ኣት ብዙሓት ግብረ ሽበራ ንምምካት ድልውነቶም የር እዩ አለው።

ኣብቲ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዓመት ዝኻየድ ምብጻሕ ሒጃ ንከተማ መካ አስታት ሰለስተ ሚልዮን አመንቲ እስልምና ካብ መላእ ዓለም ከምዝሳተፉ ይግመት።

XS
SM
MD
LG