ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ብኢቦላ ካብ ዝተጠቕዓ ሃገራት ምዕራብ ኣፍሪካ ካብ ዓመታዊ ናይ መካ ሒጃ ተኸልኪሎም


Mahajjata na tsaye a wani sansanin alhazai su na jira a yi mu su gwajin cutar Ebola kafin su shiga jirgin saman zuwa Saudiyya, a ranar goma sha takwas ga watan satumba shekarar dubu biyu da goma sha hudu.

ሚሊዮናት ስዓብቲ ምስልምና ዓመታዊ ሒጃ ኣብ መካ ጀሚሮም ኣለው።ስዑዲ ዓረብ ብኢቦላ ካብዝተጠቕዓ ሰለስተ ሃገራት ንዝጉዓዙ ምስኸልከለት ብዙሓት ኣሽሓት ምዕራብ ኣፍሪካዊያን ኣብቲ ሃይማኖታዊ ብዓል ኣይሳተፉን ዘለው።

ሪያድ ካብ ጊኒ፣ላይበሪያን ሲየራ ሊዮንን ቪዛ ክረኽቡ ንዘመልከቱ ልዕሊ ሸውዓተ ሽሕ ሰባት ከልኪላቶም ኣላ።ኣብ ቀረባ እዋን ኣብዘን ሰለስተ ማዕልታት መገሻ ኣብ ልዕሊ ዝፈፀሙ እውን ዝሓውስ እዩ እቲ እገዳ።

ኣብተን ዝተኣገዳ ሰለስተ ሃገራት 13.2 ሚሊዮን ስዓብቲ ምስልምና ኣለው።

XS
SM
MD
LG