ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ስዑዲ ዓረብን ዒራቕን ዶባተን ምኽፋተን ተገሊጹ


ፋይል- ቀ.ሚንስትር ሃይደር አል-ዓብዲ(ጸጋም) ንጉስ ስዑዲ ዓረብ ንጉስ ሳልማን
ፋይል- ቀ.ሚንስትር ሃይደር አል-ዓብዲ(ጸጋም) ንጉስ ስዑዲ ዓረብ ንጉስ ሳልማን

ስዑዲ ዓረብን ዒራቕን ድሕሪ 27 ዓመታት ምዕፃው ዶባትን ርክባተን ንምምሕያሽ ኣብ ከይዲ ከምዝርከባ ተገሊፁ።

ካብ ዒራቕ ሰባት ዝመልአት ፈላመይቲ ኣውቶቡስ ዶብ ብምስጋር ናብ ስዑዲ ዝኣተወት ክትኸውን ከላ በረራ ነፈርቲ ንምጅማር እውን ተሰማሚዐን።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ስዑዲ ዓረብን ዒራቕን ዶባተን ምኽፋተን ተገሊጹ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:25 0:00

XS
SM
MD
LG