ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ቓልስታት ህዝብታት ኤርትራ፣ፍልስጤም፣ሲዋዚላንድን ምዕራብ ሰሃራን ዝጠመተ ኣኼባ


Map of SADC (World Bank)
Map of SADC (World Bank)

ቓልሲ ህዝብታት ኤርትራ፣ፍልስጤም፣ስዋዚላንድን ምዕራብ ስሃራን ንምድጋፍ ኣብዝሓለፈ ወርሒ ነሓሰ ብናይ ደቡባዊ ኣፍሪካ ስቪል ማሕበረሰባት ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ነሓሰ ዝተጣየሸ ግብሪ ሓይሊ ኣብ ግብሪ ንምውዓል ትማልን ብቕድሚ ትማልን ኣብ ናይ ስትራተጂያዊ ትልሚ ተዘራሩቡ ነይሩ።

ሎማዕንቲ ዓርቢ ድማ ድማ ኣብ ጉዳይ ኤርትራ ጥራሕ ዘተኮረ ኤርትራዊያን ኣምባሳደር ዓንደብርሃን ወልደጊየሪጊስ፣ሳልዋ ኑርን ኣቶ ወልደየሱስ ኣማርን መደረ ዘስምዕሉ ጋዜጣዊ መግለፂ ከምዝተብዋሃበ ኣብ ማሕበረሰብ ልምዓት ደቡባዊ ኣፍሪካ SADC ኣብ ጉዳያት ፀጥታን ሰላምን ከምኡ እውን ምዕሩይ ምሕደራን ዝሰርሕ ዶ/ር ኣዳነ ገብረመስቀል ሓቢሩ።ዶ/ር ኣዳነ ሓደ ሰክራተሪያት እቲ ስቪካዊ ማሕበር እውን እዩ፤ኣብ ቦትስዋና ይነብር።ንዝርዝሩ የድምፁ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:05:48 0:00

XS
SM
MD
LG