ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዋዕላ ሩስያ-ኣፍሪቃ ኣብ ፒተርስበርግ ክቓናዕ'ዩ


ፋይል
ፋይል

መራሕቲ ኣፍሪቃ ኣብ መወዳእታ'ዚ ወርሒ ኣብ ከተማ ፒተርስበርግ ሩስያ ምስ ፕረዚደንት ቭላድሚር ፑትን ተራኺቦም ኣብ ጉዳይ ምትሕብባር ሰላም፣ ጸጥታን ምዕባለን ከምዝዝትዩ ዝመጸ ዜና ሓቢሩ።

እቲ ኣብ ከተማ ፒትስበርግ ሩስያ ዝሳለጥ ኣኼባ፣ ሞስኮ ንዩክሬን ኣብ ዝጎበጠትሉ እዋን እዩ።

ተንተንቲ ዓለምለኻዊ ትሕዝቶ ዘለዎም ዋዕላታት፣ ፖለቲካዊ ትያትር ሓዘል ከምዝኾኑን፣ ኣፍሪቃዊያን ኣብ’ቲ ናይ ፒትስበርግ ኣኼባ ምስታፎም ዝተወሰነ ዓወት ከምዝርኢ ይዛረቡ።

ሩስያ ኣብ ዩክሬን ዝፈጸመቶ ጎበጣ፣ ኣብ ብርክት ዝበላ ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ምኽባር ዋጋ እኽሊን ነዳዲን ከምዘስዓበ ዝፍለጥ እዩ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG