ዋሽንግተን —
ሩስያ ኣብ ዓመተ 2024 ጥራይ ኣስታት 4,000 ትርዒት ኪ.ሜ መሬት ናብ ዩክሬን ምእታዋን እዚ ድማ ሸውዓተ ዕጽፊ ኣብ 2023 ካብ ዝነበረ ከምዝኾነ ጸብጻብ ኣብ ኣመሪካ ዝመደበሩ ኣብ ኲናት ዝካየደሉ ከባቢ መጽናዕቲ ዘካይድ ትካል ሓቢሩ።
ብመሰረት ሓበሬታ’ቲ ትካል ካብ እቲ ኲናት ዝጀመረሉ መጋቢት 2022 እቲ ዝበዝሓ መሬት ኣብ ወርሒ ጥቅምቲን ሕዳርን 2024 ዝተታሕዘ ምዃኑ የመልክት።
ቅጥዒ