ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሕጹያት ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ ንዘካይድዎ ክትዕ ሕግታት ይዳለው


ሕጹያት ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ ንዘካይድዎ ክትዕ ሕግታት ይዳለው
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:15 0:00

ሕጹያት ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ ንዘካይድዎ ክትዕ ሕግታት ይዳለው

ፕረዚደንት ጆ ባይደንን ኣብ ፕረዚደንታዊ ምርጫ 2024ን ሪፖብሊካን ሕጹይ መወዳድርቶም ዶናልድ ትራምፕን ድሮ ኣብ ክልተ ክትዓት ምርጫ ክሳተፉ ተሰማሚዕም ኣለዉ። ብዝተኻእለ መጠን ርክባቶም ስልጡን ስነምግባር ዝተመልአ ንኽኸውን ዝዓለመ ሕግታታ ተዳልዮ’ዮም። ይኩን ‘ምበር እቲ ክትዕ ነቶም ዛጊት ዘይወሰኑ መረፅቲ ክፀልዎምን ዘይክፀልዎምን ግዜ ዝውስኖ እዩ ክኸውን።

ንፕረዚዳንታዊ ክትዕ ኣመልኪቶም ፕረዚደንትጆ ባይድን ኣብ 15 ግንቦት ግልፂ መልሶም ሂቦም እዮም።

“ዶናልድ ትራምፕ ኣብ 2020 ዝገበርናዮ ክትዓት ክልተ ጊዜ ስዒረዮ እየ። ካብ ሽዑ ጀሚሩ ድማ ክትዕ ገይሩ ኣይፈልጥን። ሕጂ ድማ ከምብሓዱሽ ክካታዕ ከምዝደሊ ኮይኑ ይዋሳእ ኣሎ። ዳሓን መዓልቲ ንፍለ” ክብሉ ድሉው ምዃኖም ገሊፆም።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG