ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኮሜትን መንኮርኮርን ድሕሪ ዓሰርተ ዓመት ተራኺበን


ሮዜታ ኣብ ዝባን ኮሜት 67P/ቺርዮሞቭ-ጌራሲሚንኮ
ሮዜታ ኣብ ዝባን ኮሜት 67P/ቺርዮሞቭ-ጌራሲሚንኮ

ኣብ ዕድመ ሳይንስ፣መንኮርኩር ንፈለማ ጊዜ ኣብ ልዕሊ ኮሜት ዓሪፋ።እታ ትካል ምርምር ህዋ ኣውሮዻ ዝላኣኻን ፍልያ ዝመፀውዒኣ መንኮርኩር፣ ሓሙስ ኣብ ዝባን እታ 67P/ቺርዮሞቭ-ጌራሲሚንኮ ዝተባሃለት ኮሜት (ገዚፍ ኮኸብ) ዓሊባ‘ላ።

ምዕላብ‘ታ መንኮርኩር ኣብ ታሪኽ ሳይንስ ፈላማይ ፍፃመ‘ዩ።ንማእከል ምርምር ህዋ ኣውሮዻ ድማ ዘሕብን ፍፃመ።ዳይረክተር‘ቲ ማእከል ያን-ያኲስ ዶርደይን፣ንደቂ-ኣዳም ዝህልዎ ትርጉምን ረብሓን ይገልፅ፣

ናብ‘ታ ኮሜት (ገዛፍ ኮኸብ) ንምብፃሕ ሙሉእ ዓሰርተ ዓመት ሽዱሽተ ቢልዮን ኪ/ሜትሮ ጉዕዞ ፈፂማ‘ያ እታ ማእከል ምርምር ህዋ ኣውሮዻ ዝላኣኻ ሮዜታ ዝተባሃለት መንኮርኩር።

please wait

No media source currently available

0:00 0:02:26 0:00

XS
SM
MD
LG