ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዕዮ ሚድያ ኣብ ኢትዮዽያ


Medias
እተን ኣብ ኢትዮዽያ ዝሰርሓ መራኸቢ ሓፋሽ ኣብ ምንታይ ኩነታት ከምዝርከባ ኣብ ዝድህስስ ክትዕ ኣጋይሽና እቲ ኣብ ኢትዮዽያ ዘሎ ኩነታት ንምድኻም ተራ ሚድያ‘ውን ዝዕድም‘ዩ ይብሉ።

ኣብ ገዛኢ ፓርቲ ዘለው ሰበ-ስልጣን ብሓደ ወገን ንጥዕና‘ቲ መንግስቲ ሕማቅን ፅቡቅን ብሕልፊ ድኽመቱ ኣለልዩ ዘውፀአሉ ሚድያ ዝደልዩ ወገናት፣ብካልእ ወገን ኣብ ሕመቅ ተኣሊኾም ድኽመቶም ከይቃላዕ ዝደልዩ ወገናት ከምዘለው ይጠቅሱ።

ንመንግስታዊ ሚድያታት ኣብ ዝምልከት ናይ ሎሚ ፍሉይ መደብና በትረ ስልጣን ንብርሃኑ ኣባዲን ሚካኤል ምናሴን ዓዲምዎሎ‘ሎ፣ንቀዳማይ ክፋል ተኸታተሉ፣
Medias
please wait
Embed

No media source currently available

0:00 0:11:58 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG