ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ንኤርትራ ዝወከሉ መንእሰያት ኣብ ውድድር ሮቦቲክስ ሲንጋፖር እንታይ ይብሉ?


ንኤርትራ ዝወከሉ መንእሰያት ኣብ ውድድር ሮቦቲክስ ሲንጋፖር እንታይ ይብሉ?
please wait

No media source currently available

0:00 0:08:36 0:00

ካብ 7-10 ጥቅምቲ ኣብ ሲንጋፖር ዝተኻየደ ውድድር ዓመታዊ ውድድር ሮቦቲክስ ኤርትራ ወኪሎም ዝተወዳደሩ ሓሙሽተ መንእሰያት ቐዳሞት ብምኳን ተዓዊቶም። እቶም ኣብ ካናዳ ተወሊዶም ዝዓበዩ ሓሙሽተ መንእሰያት ብማሕበረሰብ ኤርትራዊያን ኮሚኒቲ ካልጋሪ ተጠርኒፎም ናብቲ ውድድር ዝተሳተፉ ክኾኑ ከለው ብዛዕባ'ቲ ውድድርን ተመክሮኦምን ብዝምልከት ንጠርናፊኦም ቢንያም ካሕሳይን እቶም መንእሰያትን ኣዘራሪብናዮም ኣለና።

XS
SM
MD
LG