ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቂሐ-ጽልሚ ንክልተ ሮቤል ተተኣናግድ


ሮቤል ሃይለን ሮቤል ሚካኤልን ብሓባር ዘውጽእዋ “ሽኮሪናታት” ብእትብል ኣልቡም ዝያዳ ይፍለጡ

ኣብ ትሕቲ ባህሊ ኣሰር ተመልሚሎም ምዕባዮም ዝገልጹ ክልተ ሮቤል፡ ብዕቱብ ስራሕ-ስነ-ጥበብ ናብ`ዚ ዘልውዎ ደረጃ ከምዝበጽሑ ይጠቕሱ። “ሽኮሪና ትብል ኣርእስቲ`ያ ምስ ህዝቢ ኣላልያትኒ” ይብል ሮቤል ሚካኤል። “ንዓይ ከኣ ፡ ቆንጂተይ ትብል ደርፊ “ ይብል ሮቤል ሃይለ ብወገኑ።

ክልቲኦም ደቂ 22 ዓመት`ዮም። ናይ ቀረባ ኣዕሩኽ ከምዝኾኑ`ውን ይምስክሩ።

ሮቤል ሚካኤል፡ ምስ`ታ ኣብ ኤውሮጳ ንሰለስተ ኣዋርሕ ዑደት ጌራ ዝተመልሰት ጉጅለ ባህሊ ምንባሩ ይፍለጥ።

ምስ ክሊቲኦም ሮቤል ዝተገብረ ዕላል ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡

XS
SM
MD
LG