ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሮቤል ፊሊጶስ፡ ኣብ ምጽራይ መጥቃዕቲ ቦስተን ካብ ዝተኸሰሱ ሓደ


Boston Marathon
Boston Marathon

ሮቤል፡ ንመርመርቲ ሓሶት ነጊርካ ዝብል ክሲ`ዩ ተመስሪትዎ፡ ክሳብ 8ተ ዓመት ዝበጽሕ ከእስሮ ይኽእል

ኢትዮጵያዊት ወላዲቱ በይና ከምዘዕበየቶ፡ ጎረቤታ ኣቶ ተክለብርሃን መንግስቱ ይገልጽ። "ሓደ ቆልዓኣ ስለዝኾነ፡ ብስነስርዓትን ብፍሉይ ጠመተን`ያ ኣዕብያቶ" ይብል ተክለብርሃን።

ክሊቲኦም ምስ ሮቤል ተኸሲሶም ዘለዉ መማህርቱ ደቂ ካዛኪስታን`ዮም።

ማሕበረሰብ ኢትዮጵያውያን ቦስተን በቲ ኹነታት ብዙሕ ከምዝሰንበዱ ሓለፍቱ ይዛረቡ።

ነቲ ዜና ዝተኸታተለ ተወልደ ወልደገብሬል ዘቕረቦ ኣብ ምልክት ድምጺ`ሎ፡
robel-filipos
please wait

No media source currently available

0:00 0:06:02 0:00
መራገፊ

ተዛማዲ

XS
SM
MD
LG