ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ደሴ ዝወስድ ጽርግያ ብምዕጻው ነበርቲ ንቁጠባዊን ማሕበራዊን ጸገማት ምቕልዖም ይገልጹ


ከተማ ደሴ - ፋይል
ከተማ ደሴ - ፋይል

ካብ ኣዲስ ኣበባ ብደብረ-ብርሃን ኣቢሉ ንደሴ ዝወስድ ጽርግያ ስለዝተዓጸወ፣ ነበርቲ ንዝባኣሰ ማሕበራዊን ቁጠባዊን ጸገማት ከምዝተቓልዑ ነበርቲ ምምሕዳር ብሄረሰብ ኦሮሞን ዞባታት ሰሜን ሸዋን ይገልጹ ኣለው።

ንድምጺ ኣመሪካ ርእይቶ ዝሃቡ ነበርቲ’ቲ ከባቢታት "ሕክምና ክንረክብ ኣይካኣልናን። ዋጋ ሸቀጣት ብዕጽፊ ንሂሩ፣ ሓረስታይ ንፍርያቱ ናብ ዕዳጋ ከቅርብ ኣይካኣለን" ይብሉ።

ጣብያ ጥዕና ምምሕዳር ብሄረሰብ ኦሮሞ ከምዝገለጽዎ ሕክምና ክረኽባ ይግባኣን ዝነበራ ሓሙሽተ ነብሰ ጾራት፣ ብሰንኪ ምዕጻው መገዲ፣ ኣብ እዋን ሕርሲ ከምዝሞታ ጠቂሱ ክብል ወኪል ድምጺ ኣመሪካ ካብ ደሴ ሓቢሩ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG