ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

 ነበርቲ ከተማ ሁስተን ብዛዕባ ህቦብላዊ ዝናብ ሃርቨይ እንታይ ይብሉ?


ከተማ ሁስተን- ቴክሳስ
ከተማ ሁስተን- ቴክሳስ

ኣብ ዝሓለፈ ሰሙናት ኣብ ክፍለ ግ ዝ ኣት ቴክሳስ ዘጋጠመ ህቦብላዊ ንፋስን ምዕልቕላቕ ውሕጅን ብ ኣሰርተታት ኣሽሓት ዝቑጸሩ ነበርቲ ካብ መንበሪ ኦም ወጺ ኦም ኣብ ግዝያዊ መጽለሊ ከምዝዕቖቡ ጌሩ። በቲ ሓደጋ ትሸዓተ ሰባት ምሟቶም’ውን ተገሊጹ።

ነበርቲ ከተማ ሁስተን ብዛዕባ ህቦብላዊ ዝናብ ሃርቨይ እንታይ ይብሉ?
please wait

No media source currently available

0:00 0:11:51 0:00

ኣብዚ ሕጂ እዋን እቲ ዝናብን ምዕልቕላቕ ውሕጅን ጎዲሉ ነበርቲ’ውን ናብ መንበሪ ኦም ክምለሱ ጀሚሮም አለው።

ብዛዕባ እቲ ዝነበረ ህሞትን ህሉው ኩነታትን ክልተ ነበርቲ ከተማ ሁስተን ከምዚ ክብሉ ይገልጹ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ነበርቲ ከተማ ሁስተን ብዛዕባ ህቦብላዊ ዝናብ ሃርቨይ እንታይ ይብሉ?
please wait

No media source currently available

0:00 0:11:47 0:00

XS
SM
MD
LG