ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሃገራት ኣፍሪቃ፡ ዲሞክራሲያዊ ሕግታት ኣብ ወረቐት ብምስፋር ንፉዓት`የን ኣብ ትግባረ ግን ይጽገማ ይብል ሓደ መጽናዕቲ


እቲ መጽናዕቲ መንግስታት ኣፍሪቃ ዲሞክራሲያዊ ምምሕዳር ንምስፋን ዝኣተውዎ ቓል ማዕረ ክንደይ ተግባራዊ ይገብሩ ንዝብል ቁምነገር ዝዳህሰሰ`ዩ።

ሃገራት ኣፍሪቃ ዘውጽእኦ ሕግታት ኣብ ወረቐት ጽቡቕ `ኳ እንተመሰለ ኣብ ምትግባሩ ግን ኣይርኣይን ዝበለ እቲ ብኣፍሪቃውያን ዝተዳለወ መጽናዕቲ፡ ገለ ሕግታት `ውን ንህዝባዊ ተሳትፎ ከምዝድርት ይገልጽ።

ኢትዮጵያ በቲ መጽናዕቲ ትሑት ውጽኢት ከምዝረኸበት`ውን ነቲ መጽናዕቲ ዝካየዱ ንድምጺ ኣሜሪካ ሓቢሮም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG