No media source currently available
ሪፖብሊካን ን ሰነት ይቆጻጸሩ
ኣካፍል
ርእይቶታት ንምርኣይ
መሕተሚ
ሪፐብሊካውያን ትማሊ ረቡዕ ንጉሆ ንኣብዝሓ መናብር ሴነት ብምሓዝ ንባይቶ መወሰኒ ተቆፃፂሮም። እዚ ከተግብርዎም ንዝደልይዎም ኣጀንዳታት ቁልፊ መሳርሒ ስለዝኾኖሎም ንምሩፅ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ዓብይ ዓወት'ዩ።
ቅጥዒ