ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሕጹያት ተወዳደርቲ ፕረዝደንታዊ ምርጫ ኣሜሪካ ንወሳኒ ምርጫ ኒው-ሃምሸር ምድላዋቶም ወዲኦም


ሕጹያት ፓርቲ ሪፓብሊክ ፕረዝደንታዊ ምርጫ ዩናይትድ ስቴትር ነቲ ጽባሕ ዝጅመር ፈላሚ ልምዳዊ ምርጫ ናይቲ ወፍሪ ኣብ ክፍለ-ግዝኣት ኒው ሃምሸር ንምክያድ ይዳለዉ ኣለው።

ኣብቲ ቀዳም ዝተኻየደ ናይ መወዳእታ ክትዕ ህጹያት ተወዳደርቲ ሪፑብሊካን ፓርቲ ኣብ ፖሊሲ ጉዳያት ወጻኢ ጽዑቕ ኽትዕ ዘካየዱ ክኸውን ከሎ ኣብ ንሓድ-ሕዶም’ውን ብርቱዕ መጥቓዕትታት ኣካይዶም’ዮም። ብፍላይ ኣመሓዳሪ ኒው ጀርሲ ዝኾኑ ክሪስ ክሪስቲ ኣብ ልዕሊ ሰነተር ፍሎሪዳ ዝኾኑ ማርኮ ሪብዮ ቁጥዕ ዝተመልኦ መጥቓዕትታት ኣካይዶም’ዮም።

ብተመሳሳሊ ኣብ ውድድር ህጹያት ፓርቲ ዲሞክራት በርኒ ሳንደርስ ኣብ ልዕሊ ሂላሪ ክሊንተን ልዑል ርእይቶ ህዝቢ የመዝግቡ ኣለዉ። ብመሰረት ኣሃዛዊ መዓቀኒ ርእይቶ ህዝቢ እቶም ሰነተር ልዑል ቁጽሪ የመዝግቡ ኣለዉ’ውን ተባሂሉ’ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ሕጹያት ተወዳደርቲ ፕረዝደንታዊ ምርጫ ኣሜሪካ ንወሳኒ ምርጫ ኒው-ሃምሸር ምድላዋቶም ወዲኦም
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:33 0:00

ኣብዚኣ'ሞ

ባይቶ ኣመሪካ ብ HR-128 ዝፍለጥ ኣብ ኢትዮጵያ ሰብኣዊን ዲሞክራስያዊ መሰላትን ንኽሕሎ ዝጠልብ ረቂቕ ኣሕሊፉ ኣሎ። እዚ ረቂቕ'ዚ

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG