ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ነጻነት መራኸቢ ብዙሓት ብደረጃ ዓለም ምንቁልቋሉ ተገሊጹ


ዶባ ኣልቦ ሪፖርተራት
ዶባ ኣልቦ ሪፖርተራት
ጸብጻብ ዶባ ኣልቦ ሪፖርተራት
ጸብጻብ ዶባ ኣልቦ ሪፖርተራት

ንመራኸቢ ማዕኸናት ዝሕለቕ ዶባ ኣልቦ ሪፖርተራት /Reporters Without Boarders/ ነጻነት መራኸቢ ብዙሓን ብደረጃ ዞባ ይኹን ብደረጃ ዓለም ‘ዓሚቕን ዝርብሽን ምንቁልቓል’ ተራኢዩ ኢሉ።

እቲ ትካል ሎሚ ረቡዕ ኣብ ዘውጽኦ ዓመታዊ ጸብጻቡ ዓለም ‘ናብ ሓድሽ ናይ ፕሮፖጋንዳ ዘመን’ ትኣትው ኣላ፤ኣብ ነጻ ክትዕ ሸለልትነት ይረአ’ሎ ይብል።

እቲ ጸብጻብ ብተወሳኺ ኤርትራ ብነጻነት ሚዲያ ንሶሪያ፣ቻይናንን ሰሜን ኮርያን ቀዲማ ካብ ዓለም ዝኸፍአ ደረጃ ሒዛ’ላ ይብል።

ፊንላንድ፣ኔዘርላንድስን ኖርወይን ድማ ብነጻነት ሚዲያ ብቐዳምነት ተሰሪዐን ኣለዋ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ነጻነት መራኸቢ ብዙሓት ብደረጃ ዓለም ምንቁልቋሉ ተገሊጹ
please wait

No media source currently available

0:00 0:00:50 0:00

XS
SM
MD
LG