ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራዊት እስርቲ ጋዜጠኛ ይርጋኣለም ፍስሃ ፡ሆስፒታል ሓሊበት ኣትያ ታባሂሉ


ዶብ ኣልቦ ሪፖርተራት ንVOA ኣብ ዝሃቦ ምላሽ፡ እታ ኣብ 2009 ዝተኣስረት ጋዜጠኛ፡ ሕማማ ብርቱዕ`ዩ ይብል።

ብኻልእ ወገን፡ ካልእ ጋዜጠኛ ኤርትራ ከምዝተፈትሐ ዝገለጸ፡ እዚ ዜና ካብ ኤርትራ ዝወጸ ጥዑም ዜና`ዩ ኢልዎ።

ኤርትራ ካብ ኣፍሪቃ ዝበዝሑ ጋዜጠኛታት ብምእሳር ቀዳመይቲ ኣላ ይብል እቲ ተጣባቒ ጋዜጠኛታት ካብ ፓሪስ።

ምስ ሓላፊ ክፍሊ ኣፍሪቃ ዝተገብረ ቃለመጠይቕ ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡

XS
SM
MD
LG