ኣፍሪቃዊት ሃገር ኬፕ ቨርደ፡ ንጃፓንን ብሪጣንያን ሓሊፋ ኣብ ጽቡቕ ኣላ ዝበለ “ዶብ ኣልቦ ሪፖርተራት” ዝተባህለ ጉጅለ፡ ንኤርትራ ኣብ ናይ መወዳእታ ኣቐሚጥዋ`ሎ። 30 ጋዜጠኛታት ኣሲራ`ላ`ውን ይብል።
ንኢትዮጵያ 7 ጋዜጠኛታት ብምእሳር ኣብ መበል 139 ኣስፊርዋ`ሎ። ንበዓል ኡጋንዳን ሶማልያን`ውን ብምክልባትን ምእሳርን ጋዜጠኛታት ይውንጅለን።
ንምሉእ ጸብጻብ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቕ፡
ኣብ ኤርትራ ብኸቢድ ዝተጨቆነ`ዩ`ውን ይብል፡ ኤርትራ ግን ንየማነ ጸጋም ዘገናዘበ ጸብጻብ ኣይኮነን ትብል