ዋሽንግተን ዲሲ —
ንሰብአዊ መሰላትን ባህላዊ ጉዳያትን ዝከታተል 3ይ ኮሚተ ዝብሃል አካል ባይቶ ሕቡራት መንግስታት ሰለስተ ፍሉያት መርመርቲ ኮሚሽን ናይ ዝተመስረትወን ሰለስተ ሃገራት ጉዳይ ይርእ'ሎ።
ሓንቲ ካብተን መርማሪ ኮሚሽን ዝተመስረታ ኤርትራ'ያ። ነቲ ሪፖርት'ታ መርማሪ ኮሚሽን ዘቅረባ ሸይላ ኪቱሩት'የን። አብ ባይቶ ሕቡራት መንግስታት አምባሳደር ኤርትራ ግርማ አስመሮም'ውን ምላሽ ሂቦም'ለው።
ምሉእ ትሕዝቶ ጸብጻብ አብዚ ምስማዕ ይኸአል።