ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕሮፌሰር መስፍን ወልደማሪያም ኣብ መበል 90 ዓመቶም ዓሪፎም


መምህር፣ፖለቲከኛ፣ደራሲን ተሓላቒ ሰብኣዊ መሰላትን ዝነበሩ ፕሮፌሰር መስንፍ ወልደማሪያም ኣብ መበል 90 ዓመቶም ዓሪፎም።

ቀዳማይ ምንስቴር ኣብይ ኣሕመድ ብሞት ፕሮፌሰን መስፍን ዝተሰምዖም ሓዘን ብምግላፅ ምልክት ልዕልነት ሓሳብ፣ምርኣያ ሰላማዊ ቓልሲ፣ንዝኣመንሉ ነገር ክሳብ መወዳእታ ተማጓቲ ክብሉ ገሊፆምዎም ኣለው።

ንስድርኦምን ንመላእ ህዝቢ ኢትዮጵያን ፅንዓት ተመኒዮም ኣለው።

XS
SM
MD
LG