ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ድሕሪ መለስ ዘሎ ፖለቲካ ኢትዮጵያ፡-ቃለ-መጠይቕ ምስ ተመራማሪ ቀርኒ ኣፍሪቃ Rene Lefort


Ethiopia Meles Funeral
Ethiopia Meles Funeral
ኩነታት ቀርኒ ኣፍሪቃ ብዝምልከት ካብ ዘፅንዑን ዝዕዘቡን ቀንዲ ወገናት ሓደ Rene Lefort ፡ ኣብ ቀረባ ኢትዮጵያ ብዝምልከት 'መለስ ካብ መቃብር ኮይኖም ይገዝኡ'ለው፡ ግን ክሳብ መዓስ ኮን ይዘልቅ ይኸውን' ዝብል ፅሑፍ አውፂኦም'ለው።

ሚስተር Rene Lefort ኣብ ሬድዮ ድምፂ ኣሜሪካ ንሓላፊ አገልግሎት ቀርኒ ኣፍሪቃ ፒተር ሃይላይን ኣብ ዝሃብዎ ቃለ መጠይቅ ፡ ሎሚ ቅነ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተዋህበ ሹመት ሰለስተ ምኽትል ቀዳማይ ሚኒስተራትን ሚኒስተር ወፃኢን ኣብ ውሽጢ'ቲ ምምሕዳር ተወላዶ ትግራይ እንደገና ዝተቀልቀልሉ ምኻኑ'ዮም ዝዛረቡ። ኣብ ኣሃዝ ዕብየት ኢኮኖሚ'ታ ሃገርን ምንቅስቃስ ተቃውሞ ሰዓብቲ እስልምና'ውን አልዒሎም'ለው።

Rene Lefort "መለስ ዜናዊ ካብ መቓብር ይመርሕ ኣሎ፡ ግን ክሳብ መዓስ?" ዝብል ጽሑፍ ዘውጽአ ምዃኑ ይፍለጥ፡

ንሎሚ ቀዳማይ ክፍሊ ቀሪቡ'ሎ። ናብ ምልክት ድምፂ ብምኻድ ጠውቁ
please wait

No media source currently available

0:00 0:15:25 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG