ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ብግዜ እትስንክት መጎጎ


ብግዜ እትስንክት መጎጎ
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:27 0:00

ብግዜ እትስንክት መጎጎ

ናይ ሓሙሻይ ዓመት ተመሃሮ ኤለክትሮኒክስን ኤለክትሪክን (electrics and electronics) ኢንስትዩት ቴክኖሎጂ ኤርትራ(ኮለጅ ማይ ነፍሒ)፡ ባዕላ ጣይታ እትስንክት ናይ ኤለክትሪክ ሞጎጎ ሰኒዖም።

ዕላማ እዛ ሰንዓ ግዜን ጉልበትን ንምቝጣብ ኰይኑ፡ ብሕልፊ ኣብ ኣረጋውያንን ስንኩላንን ዓቢ ኣበርክቶ ክሕልዋ ከም ዝጽበዩ ሓደ ካብቶም ሰናዕቲ ዝዀነ ስምኦን ተስፋጋብሪኤል ንድምጺ ኣመሪካ ሓቢሩ'ሎ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG