ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

27 ዓመታት ድሕሪ ዕረፍቱ -- የማነ ባርያ ሕጂ’ውን “ኣቦ-ጥበብ”


 27 ዓመታት ድሕሪ ዕረፍቱ -- የማነ ባርያ ሕጂ’ውን “ኣቦ-ጥበብ”
please wait

No media source currently available

0:00 0:07:44 0:00

ኣብ ሙዚቃ ኤርትራ ብቐንዱ፡ ኣብ ናይ ትግርኛ ሙዚቃ ድማ ብዓቢኡ ዓቢ ጽልዋ ገዲፉ፡ ኣብ መበል 48 ዓመቱ፡ ኣብ 1997 ዝዓረፈ ድምጻዊ የማነ ገብረሚካኤል (ባርያ)፡ 27 ዓመታት ድሕሪ ዕረፍቱ’ውን ጽልዋኡ ዓቢ’ዩ ዘሎ።

​
XS
SM
MD
LG