ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣርቲስት ኣንበሳ ተኽለ እንትዝከር


artist anbesa tekle
artist anbesa tekle
ተፈላጥነቱ እናዓበየ ይኸድ ዝነበረ ግን ብዝሓደሮ ሕማም ኣብ ቀረባ ሰሙናት ብሞት ዝተፈለየ ኢትዮጵያድ ናይ ትግርኛ ድምፃዊ ኣንበሳ ተኽለ ብህዝቢ ዝነበሮ ተቐባልነ ዝለዓለ ነይሩ ይብሉ ናይ ሙያ መሳርሕቱ ኣርቲስት ልኡል ኤፍሬምን ገብረተኽለ ሃይለማሪያምን።

ኣርቲስት ኣንበሳ ተኽለ ኣርሒቑ ዝጥምትን፣ንሙይኡን ንቤተሰቡን ዝለዓለ ፍቕርም ክብርን ዝነበሮ ድምፃዊ እዩ ይብሉ ልኡልን ገብረተኽለን።ንዝርዝር ብድምፂ ይስምዑ።

ኣርቲስታት
please wait

No media source currently available

0:00 0:11:00 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG