ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሃይማኖታዊ ምክእኣል ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ፣ መዘራረቢ መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ኾይኑ


ናይ ሎሚ ህዝቢ ምስ ህዝቢ መደብና ብዛዕባ ሃይማኖታትን ሃይማኖታዊ ምክእኣልን ኢትዮጵያን ኤርትራን ዝምልከት እዩ።

ኣጋይሽና መምህር ዩኒቨርስቲ ሰንሰናቲ ዝኾኑ ቀሺ ሃብቱ ካብ ኣሜሪካ፡ኣቶ ከዲር ዑመር ካብ ከተማ መቐለ፡ኣቶ ዓብድረዛቕ ኣሕመድ ካብዚ ካብ ዩናይትድ ስቴትስ ክፍለ ግዝኣት ቨርጂንያን ኣቶ ጊደይ ገብረሊባኖስ ድማ ካብ ትግራይ ከተማ ሑመራን እዮም።

ሙሉእ ፀብፃብ ንምስማዕ ናብ ምልክት ድምፂ ብምኻድ ጠውቁ

XS
SM
MD
LG