ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ናብ መዓስከር ስደተኛታት ሰሜን ኢትዮጵያ መብራህቲ ምስ ዝቐረበ ስደተኛን ተጠቀምቲን ዘጋየሸ መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ


መዓስከር ስደተኛታት ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ
መዓስከር ስደተኛታት ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ

ኣዋህሊሉ ኣብ ስራሕ ዘውዐለን 96 ሽሕ ቅርሺ ከምመበገሲ ሒዙ ኣብ’ዚ እዋን’ዚ ብውሑድ ኣብ ክልተ መዓስከራት ስደተኛታት ሰሜን ኢትዮጵያ ኣገልግሎት መብራህቲ ይልግስ ኣሎ። ብኣዝዩ ትሑት ክፍሊት።

ናይ ሎሚ ኣጋይሽና ነቲ ስራሕ ዝጀመረ ኤርትራዊ ኣቶ ገ/መቀል ተወልደ፣ ኣብ ማይ ዓይኒ ብስራሕ ንግዲ ትማሓደር ኢትዮጵያዊት ኣበባ ብርሃነ፣ ካብ ኣቶ ገ/መስቀል ዝቀረቦ ኣገልግሎት መብራህቲ ቀጥታዊ ተጠቃሚ ዝኾነን መጥሓን ዝውንን ኤርትራዊ ኣቶ ኣብራሃም ገ/ብርሃን ምስ ነቶም ስደተኛታት ዝሰፈሩለን መዓስከራት ዘማሕድር ቢሮ ስደተኛታት ወኪሉ ኣቶ ሃይላይ ገ/ኪዳን ኣጋይሽና ኮይኖም ኣለ።

ምስ'ዞም ኣጋይሽ ዝገበርናዮ ዕላል ንክትከታተሉና ንዕድመኩም። እዚ መደብ’ዚ ካልእ መዓልቲ’ውን ክንቅጽሎ ኢና።

please wait

No media source currently available

0:00 0:14:20 0:00

XS
SM
MD
LG