ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ቀረባ እዋን ካብ ማእሰርቲ ዝተፈትሑ እስክንድ ነጋ፣ኣንዱኣለም ኣራጌን ተመስገን ደሳለኝን ዝርከብዎም ሓያለ ሰባትዳግም ተአሲሮም


ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ እዋን ካብ ማእሰርቲ ዝተፈትሑ እስክንድ ነጋ፣ኣንዱኣለም ኣራጌን ተመስገን ደሳለኝን ሓዊሱ ሓያለ ሰባት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብትእዛዝ ኮማድ ፖስት ከምዝተኣሰሩ ተገሊፁ።

ፖሊስ እቶም ተመርመርቲ ብትእዛዝ ኮማንድ ፖስት ተኣሲሮም ካብ ምባል ብተወሳኺ ካልእ ሓበሬታ ከምዘይብሉ ገሊፁ’ሎ።ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል እዚ ስጉምቲ ኢትዮጵያ ሓፈሻዊ ለውጢ ስርዓት ከምዘድልያ ዘርኢ እዩ ኢሉ’ሎ።

ብኻልእ ዜና ኣብ ክልል ኣምሓራ ከተማ ባህዳር 19 ሰባት ከምዝተኣስሩ ተገሊፁ’ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG