ዋሽንግተን —
ብዛዕባ`ዚ ካብ ወገን ሰበስልጣን መንግስቲ ርእይቶ ንምርካብ ዝተገብረ ተደጋጋሚ ጻዕርታት ብዙሕ ኣይተዓወተን። ዝሓለፈ ቅድሚ ሰለስተ ሰሙን ብኻልእ ኣርእስቲ ኣብ ቪኦኤ ቀሪቡ ዝነበረ ኣብ ቤት-ጽሕፈት ኮምኒኬሽን ዲረክተር ምምዕባል ሚድያ ኣቶ ታምራት ደጀነ ግን ማህረምቲ ኮነ መስወርቲ ክልኩል`ዩ፡ በደል ተፈጺሙ እንተተረኺቡ`ውን ተኸታቲልካ ስጉምቲ ናይ ምውሳድ ኣሰራርሓ ኣሎ ኢሉ።
ናይ ዩናይትድ ስቴትስ ሚንስትሪ ወጻኢ ዓመታዊ ጸብጻብ ሰብኣዊ መሰላት ኮነ ካልኦት ተሓለቕቲ፡ ኣብ ኢትዮጵያ ዝፍጸም መስቀይቲ ደው ይበል ዝብል ጸብጻባት የውጽኡ`ዮም.
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል።