ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሓረስቶት ራያ ቆቦ ስጋአቶም ይገልጹ


ራያ ቆቦ
ራያ ቆቦ

ኣብ ወረዳ ራያ ቆቦ ፍሉይ ስሙ መንደፈራ ኣብ ዝተበሃለ ከባቢ ዝነብሩ ሓረስቶት ብሰንኪ ወሪዶዎም ዘሎ ሓደጋ ድርቂ ጥሪቶም ሸይጦም ክበልዑ ከምዝተገደዱ ይገልፁ።

ኣብቲ ከባቢ ዝረአ ዘሎ ሓደጋ ድርቂ ኣብቶም ቀፀልቲ ኣዋርሕ ናብ ዝኸፈአ ደረጃ ጥምየት ከይሰግር እውን ተሻቒሎም ኣለዉ።

ግርማይ ገብሩ ናብቲ ከባቢ ብምኻድ ንሓረስቶትን ንዝምልከቶ መንግስታዊ ኣካልን ሓቲቱ ዝስዕብ ፀብፃብ ልኢኹ ኣሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ አብዚ ምስማዕ ይኽአል።

ሓረስቶት ራያ ቆቦ ስጋአቶም ይገልጹ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:45 0:00

XS
SM
MD
LG